https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15630
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ኤሌትሮኒክስ ዕድጊትን ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ግለጋሎት ክረክብን ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ ----1

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ኤሌትሮኒክስ ዕድጊትን ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ግለጋሎት ክረክብን ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዘለኩም::

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቊፅሪT║መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/መሊኡ ከቅርብ አለዎ::

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 18/02/2017 ክሳብ 20/02/2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11: 30 ሰነድ ፕሮፈርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::

• ፕሮፈርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4.30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለው ይከፈት እዚ ፕሮፈርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግት የለን::

• ኣብ መምሊኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፈርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጅንሲ ዝሓሸ ኣማረፂ እንትረክቡ እዚ ፕሮፈርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብር ቁፅሪ 106 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረት::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::