https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15573
ዕቋርን ልቃሕን መሓዙት ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨናፍር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር/ን ኤለትሮኒክስን ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኤለትሮኒክስን ቢሮ ኣቑሑትን ዕደጋ

ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ዕቋርን ልቃሕን መሓዙት ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨናፍር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር/ን ኤለትሮኒክስን ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም፣

ክማላእ ዝግበኦ ረቋሒ

1. ኩሎም ዓይነት ንብረት ብኦርጅናልን ፅሬት ዘለዎምን ከቅርብ ዝኸእል፣

2. ናይ 2016 በጀት ዓመት ፍቓድ ንግዲን መቕረባይነትን ዘሐደሰን ፣ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ሰርተፍኬት ፍቓድ ንግድን መቕረባይነትን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፣

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ቫት ፀብፃብ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ/ም ፀብፃብ ዘቅረበ/ ዲክላራስዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእልን ኣብ ዝመልኦ መወዳደሪ ዋጋ ድማ ምስ ቫቱ መሊኡ ዘቅርብ፡፡

4. ንዝሰዓሮም ንብረት ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ሰዓቱ ናብ ማሕበርና ጨንፈር መቐለ ቤት ፅሕፈት ፊት ንፊት ተሓገዝ ህንፃ ዝርከብ ሓጎስ ተላ ህንፃ 2 ደብሪ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝኽእል፣

5. ሰነድ ጨረታ ካብ ማሐበርና ጨንፈር መቐለ ቤት ፅሕፈት ንሕድሕዶም ብር 200.00 ከፊሎም ምዉሳድ ይኸእሉ፣

ብር 3.500.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ዉሕስና ወይ ሲፒኦ /CPO/ ወይ ናብ ማሕበርና ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪታት ኣታዊ ብምግባር ከትሕዙ ግድን ይኸዉን፣

6. ጨረታ መኽበሪ ንኤለትሮኒክስ ብር 20,000.00 ፣ ንቢሮ ኣቑሑት

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 12/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኸፈት፡፡

8. ሰነድ ጨረታ ኣብ ማሕበርና ቤት ፅሕፈትና ፊት ንፊት ተሓገዝ ህንፃ ዝርከብ ሓጎስ ተላ ህንፃ 2' ደብሪ ፋይናንስ ክፍሊ ንጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ቅድሚ ጨረታ መዕፀዊ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣታዊ ዝገብር፣

9. ማሕበርና ኣብ በዝሒ ዝቐርብ ንብረት ክዉስኸ ወይ ክቕንስ ዝኽእል ምዃኑ ፈሊጥኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-415448 ወይ 0342-419330 ምሕታት ይኽእሉ፡፡