https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15562
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል 1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት 2 . ናይ ፅሬት መሳርሒ አቁሑት 3. ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናውቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ብቢ ሎቱ ይፈላላ አዩ
  • ቦታ:ቀይሕ ተኽሊ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 04:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ቀይሕ ተኽሊ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል 1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት 2 . ናይ ፅሬት መሳርሒ አቁሑት 3. ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናውቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

• ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specificator/ ምስራዝ ምድላዝ ኣይፍቀድን።

• ናይ 2016/2017 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝኸፈለን ንግዲ ፍቓድ ሕዘደሰን ።

• እቲ ግልፂ ጨረታ - ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ ኣለዎ ።

• እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ : ወኪሎም ኣብ ዘለዎ _ ይኸፈት በቲ ዝተብሃለ ( እዋንን ቦታን

• እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለውሉ ዝኸፈት ምዃኑ።

• ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወቀይሕ ተኽሊ ከቅርብ ዝኽእል

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 300 / ሰለስተ ሚኢቲ ብር /አብ ቤ/ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ድማ ካብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከ/ስ/ዕን ምም/ር ወቀይሕ ተኸሊ ብምውሳድ : እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ።

• ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ብር ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 10,000 ቅርሺጥራሕ ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ ጥራሕ/ ንናይ ፅሬት ኣቁሑት ድማ 3,000 ብር /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ/ ን እንስሳት መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን 5000 ብር /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / cpo ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ።

• ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 12 / 02 /2017 ዓ/ም ክሳብ 26 /02/2017 ዓ/ም ኮይኑ ሓደ ኮፒን ሓደ ኦርጅናልን ነንበይኑ ዓሽጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይከኣል ።

• እቲ ጨረታ ዕለት 26 / 02 /2017 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4:45 ቅድሚ ስዓት ይክፈት ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቀዕሪ ውሽጢ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት " ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓጎልን "

• ዝቀረበ ናይ ጨረታ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን "

• ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝኽእል።

• ናይ ግብሪ ክፋልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ካቐርብ ዝኽእልን ሻት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳእታ ካቐርብ ዝኽእል "

• ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕንምም/ርን ወ/ቀ/ተኽሊ እዚ ግልፂ ጨረታዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልእ ይኹን ብፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

❖ ተወሳኺ ሓበሬታ÷ 0924486312/0914092520 ምሕታት ይኸእሉ