https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1556
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሐት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ታሕታይ ቆራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2008 ዓ/ም በቢ ዘርፊ ስርሑ ዝተሐደስ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ም ሒሳብ ሪፖርት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ንኩሎም ዋና ምስቅዳሓ አታሓሒዙ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተመለአ መቅረቢ ዋጋ ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ተቅላላ ሰለስተ ዝአሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል

2 መክብሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : Â ንፅሬት ኣቁሑት መክበሪ ጨረታ 500 ቅርሺ ኮይኑ ቫት ተመዝገብቲ ንዝኮንኩምን ዘይኮንኩምነ ክትወዳደሩ እትክእሉ ምካንኩም ቫት ተመዝገብቲ ንዘይኮንኩም ድማ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰÂ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

3 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘይምለስ 100 ቅርሺ : ንፅሬት ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 10/08/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 26/ 08/2008 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ እናዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ

4 ጨረታ ሰነድ 26 ሚያዝያ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344442755 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል