https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15555
ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ዝርከብ ፋብሪክኡ ዝተፈላለዩ ጥረ ኣቁሑት ሒዞም ዝመፁ ካርቶናት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 16, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ዝርከብ ፋብሪክኡ ዝተፈላለዩ ጥረ ኣቁሑት ሒዞም ዝመፁ ካርቶናት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ክትገዝኡ እትደልዩ ኣካላት በዝሖምን ዓይነቶምን ብምርኣይ ክትገዝእሉ እትኽእሉ ዋጋ ካብ ዕለት 11/02/2017-15/02/2017 ኣፈ መቐለ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ ኣረቂ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ወይ ድማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና ዋጋኹም ብዝተዓሸገ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 16/02/2017 ዓ/ም ስዓት 3፡00 ናይ ንጎሆ ተጫረትቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ መቐለ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ምዃኑ ንሕብር።

ትካልና ነዚ ጨረታ ብኸፊል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።

Tel: +251 34-440 28 05/034-559 07 03 Fax:+251 34-440 75 43 Mekelle, Ethiopia