https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15519
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት :ኤሌክትሮነክስ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ኮምፒተርን :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ በቲ ትወዳደርሉ ዘፈር ዘለኩም

2 ናይ 2016 ን 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩም

3 ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

4 ናይ 2016 ን 2017 ዓም ዝተደሰ መቅረበይነት ምስክ ወረቀት ዘለኩም

5 ቫተ ተመዝጋቢ ዝኮኑን ቫት ምዝጋበ ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

6 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልእ ናይ ሐደ ዋጋ  ጠቅላላ ዋጋን  ኣፈላላይ ክህልዉ የብሉን ኣፈላለያ እንትህሉ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባለንተ ይህልዎ

7 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ባራፍ ክግበረሉ አለዎ

8 መብሪ ጨረታ ንሕድሕድ ዘፈር ብጥረ ገነዘብ  ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 10000 ቅረሺነኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ንኤሌክተሮነክስን: ንፅሕፈት መሳርሒን ኮይኑ 5000 ድማ መላወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲን :ናይ ፅሬት ኣቅሑትን: ናይስፖርት ዕጥቅታት ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

9 ዝሰዓራ ተወዳደሪ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ኣተዊ ዝገብር

10 ተጫራታይ ኣሸኒፍካ ተባሂሉ ብስሩዕ ወፂኢት ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ድሕሪ ሰለሰተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናየ ቅሬታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕል ክኣስረ ዝክእል ካብ ጠቅለላ ዘሸነፎ 10 ፐርስንተ መክበሪ  ዉዕሊ ዘትሕዝን  ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት ኣተዊ ዝገብርን ይከዉን ኣድላይ እንተኮይኑ ካብ ዘሸነፍዎ ንብረት 20 ፐርስንት ምዉሳክ ወይ ምንካይ ዝከኣል ምካኑ

11 ናይ ጨረታ ዝርዝርካብ ሰነድ ካብ ዕለት 27/1/2017 ዓም ክሳብ 11/2/2017 ዓም ጀሚርኩም 200 ብምክፋል  ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትምዉሳድ ትክእሉ

11 እቲ ጨረታ 12/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

12 እተ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914776387 / 0912995394