https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15515
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

MATERIALS REQUIRED FOR MAINTENANCE OF THB TOILETS @ MAIN BUILDING.
NoITEM DESCRIPTIONUNITQTYUNIT PRICEAMOUNT
GENERAL
1Supply SWITCHES Richenal(ሪቺናል) having Socket one side or Equivalent as per the Sample & approved by the Facilities Owner's engineerNo12
2Supply SWITCHES Richenal(ሪቺናል) as per the Sample & approved by the Facilities Owner's engineer 3No16
3Supply Socket Bichenal(ሪቺናል) as per the Sample & approved by the Facilities Owner's engineerNo12
4LED Panel Rectangular 36 WNo10
5Breaker -M60-C16No10
63-LED PANEL Light, NPNLED 4513/37w/63 SMD
LED with 37w LED Lamp
No10

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተበሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06-08/02/2017ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 11/02/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 2፡30 ይኸፈት ።

6. እዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7/ሸዉዓተ/መዓልቲ ይኸዉን::

7. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት