https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15450
ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንሩይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝረኽቡ ቤት ፅሕፈታት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ /UNDP/ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቑፅሪ ዕክንም 638/2-3/01/1

ዕስት-30/01/2016 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንሩይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝረኽቡ ቤት ፅሕፈታት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ /UNDP/ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንገዲ ዘርፍኹም መሰረት

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAፐ/ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ገስፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ክሳብ ዕስት 12/02/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡30 ኣብ ዘሎ ገዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘይምስስ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ ብር/ከፊስኩም ጨረታ ሰነድ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ

ስ.ቁ--0344406451

ሞባይል

0914106939