https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15437
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ምድብ ሐደ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት : ምድብ ክልት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግድ ን ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ማለት ቲን ናምበር ወይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 29/1/2017 ዓም ከሳብ 13/2/2017 ዓም ንነብስወከፍ ምድብ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

4 ጨረታ ዝፀወሉ ዕለት 13/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407355