https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15432
ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ መደበኛ በጀት ንኣብያት ዕዩ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲን ሃላቅትን ማለት እዉን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ:  መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል: ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ዘቅርብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዐሊ ኣስሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘሸነፎም ኣቀሑት ከረክብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ጨረታ ንመሳረሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ : ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ: ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 4000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ  ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ካብ  27/1/2017 ዓም ክሰብ 11/2/2017 ክሰብ ሰዓት 3:00 ብምምፃእ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

6  ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋነ ካብ 27/1/2017 ዓም ክሰብ 11/2/2017 ዓም ኮይኑ ዕለት 11/2/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ እ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንተወሳኪ   0914119551 /  0914200772 / 0930629035