https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15428
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቻርጀር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒመሰከረም 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቻርጀር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1

Sumsung Original fast with piug

White Connecterpcs70

እንክተሎም መምርሒ፦

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 29/01/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 01/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 1/02/2017 ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::