https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15414
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ኮብራ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ን2 ግዘ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ኮብራ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ተ.ቱዓይነት ንብረትመፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ ድምርመብርሂ
ብርሳብርሳ
1Carrir Assy41110-60310set01

1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል

3. ግልፂ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 27/01/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 30/01/2017ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተኣሸጉ ሰዓት 4:30 ይኸፈት

4. መኸበሪ ሰነድ ጨረታ ብር 3000/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከድሕዝ ዝኽእል

5. ሰነድ ጨረታ ብር 50/ሓምሳ ብር/ ኸፊሉ ክወስድ ዝኽእል

6. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

7. ቢሮና ዝርከበለ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን