https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15409
ትካልና ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ዕለት 27/01/2017ዓ/ም

ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ናይ ኦዲት ስራሕ ጨረታ


ትካልና ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም: ኣክሲዮን ማሕበር ኦዲት ንምግባር ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘለኩም፧ ናይ 2017 ዓ/ም ፍቓድ ዘሐደስኩም: TOT ን VAT ን ተመዝገብቲ ዝዀንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብ 07 ቀበሌ ከባቢ ሰዉሒ ንጉስ ጥቓ ደም ባንኪ መቐለ ካብ ዝረከብ ትካልና ማሕበር ኣኸሲዮን ፋርማሲዩቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ፋይናንስ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተኸታተልቲ 9 መዓልቲታት እንዳመፃኹም IOB ን ናይ ጨረታ ሰነድን ወሲድኩም መሊእኹም ብምምፃእ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ይዕድም::


ንተወሳኺ ሓበርታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0948424242/096223199 ደዊሎም/ለን ይሕተቱታ ምስ ሰላምታ

እቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ዕለት 2/2/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ተዓፂዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 6:30 ክኸፈት እዩ