https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1539
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝሐደሰ

2 ናይ 2015/2016 ምህርቲ ዝኾነ ገልጣጭ መኪና ከቅርበ ዝክእል ወይም ኣብ ፅቡቅ ስታተሰ ዝርከብ ንእምኒ ዝኾነ መካይን

3 ናይ ገንዝብ ቅብሊት ህጋዊ ደረሰኝ ቫት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል

4 16 ሜ3 ካብኡ ንላዕሊ ዝኾነ ዓቅሚ ዘለዎ

5 ሊብሬ ናይ በዓል ዋንነት ከቅርብ ዝክእል

6 ክረይ ዋጋ 275.00 ንሐመድ ስራሕ ከስርሕ ፍቃድኛ ዝኮነ

7 ክራይ ዋጋ 350.00 ንእምኒ ስራሕ ከስርሕ ፍቃድኛ ዝኮነ