https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1534
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክማና ናዉቲን ናይ ላብራቶሪ ሬጀንትታትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

1 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ክኾኑ አለዎም

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉን ከምኡ እዉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነነት ካርዲ ቲን ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/08/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 20/08/2008 ዓ/ም ከብ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲ ግራት ጀነራል ሆስፒታል ብግንባር ብምቅራብ ናይቶም ንዉድድር ዝቀረቡ ንብረታት ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 50 ብምክፋል ናብ ዝተዳለወ ናይ መወዳደሪ ሳንዱቅ ብዝተሸገ ኢንቨሎፕ ፖስታ ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ትሕጅ ብር 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ መሸነፊ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃቦም ናይ 5ተ መዓልቲ ጊዜን ገደብን ወሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፈዎ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ትሕጃ ብምሓዝ ምስ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ናይ ሐባር ዉዕሊ ምእሳር ግቡእ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ዉድድር ዕለት 20/08/2008 ዓም ሰዓት 9:00 ቀተሪ ተዓፅዩ በዚ ዕለት እዚ ዕለት 20/08/2008 ዓም 9:30 ቀተሪ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ዓዲግራት ሆስፒታል ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ይካየድ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344452201