https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15327
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሪንተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2 %
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 25, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ናይ ጨረታ ምልከታ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሪንተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

S.NItemSpecificationMeasurmentQuantityUnit Price
1Multi purpose PrinterHP Color LaserJet Enterprise Pcs M5771 All-in-one Laser printerPcs01

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ቫት ረጅስተር ዝኾኑን ዘሐደሱን

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 30.00(ሰላሳ ቅርሺ)::

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

5. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም - 25/01/2017 ዓ/ም ይኸውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝሽገሉ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::