https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15316
አብ በጀት ዓመት 201 ዓ/ም ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ወዕሊ ናይ ጀነሬተር መላዋወጢ ኣቑሑትን ኤር ኮንዲሽነር ኮምፕረሰን ጥርግ ጨረታ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 5-

አብ በጀት ዓመት 201 ዓ/ም ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ወዕሊ ናይ ጀነሬተር መላዋወጢ ኣቑሑትን ኤር ኮንዲሽነር ኮምፕረሰን ጥርግ ጨረታ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም።

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ — መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ። መቕረብቲ ካብ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/01/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ።

• ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/01/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን።

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ኣብቲ ኤጀንስ አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለምም ። ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

ኣድራሻና፣ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ኣብ 1 ደብሪ ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን ።

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።