https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1527
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ናይ ዝተላለዩ ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ግልጋሎ ኣብ ምሃብ ዝነበሩ ንብረታት እክሊ ሽምዒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳዱ እትደልዩ ነጋዶ ወይከዓ ሕብረተሰብ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ታሕታይ ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 መዓደጊ ሰነድ ጨረታ ካብ ካብ ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ኪዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ ክፍሊ 10 ሰነድ ጨረታ ካብ 3 ሚያዝያ 2008 ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ 17 ሚያዝያ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

3 መከበሪ ጨረታ ዝምለስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደን ሐፈሻዊ ዋጋን መሊእኩም ክሳበ 17 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብÂ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ናብቲ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእÂ

5 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ነብሰወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ

6 ዝኮነ ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ክፍሊት ብምፍፃም ንብረቱ ከልዕል ይግባእ ኣብቲ ዝተብሃል ዕለት እንተዘይ አልዒሉ ግና እቲ ንብረት ናብ መንግስቲÂ ኣታዊ ይከወን

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346680319 0346680276 0346680336 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል