https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15268
ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምምሕዳር መሬትን ከዳስተር ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንቐዳማይ ግዚ ብምጭራት ናብ ተጠቃማይ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 በዚ መሰረት ንድርጅት ግልጋሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታት 32 ፕሎት : ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታት 66 ፕሎት  :ንፍሉይ ቦታ ዝዉዕሉ በዝሒ 8 ፕሎት ብጠቅላላ ድምር 106 በዝሒ ዘለዎ በዝሒ ቦታት እዚ ጨረታ ብሚዲያ ካብ ዝተጋገወሐ ዕለት ጀሚሩ ካብ 13/1/2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዘለዎ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉሽጢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ  መሬት ምምሕዳር ከዳስተር ከይዲ ስራሕ አጣቃቀማ መሬት ምሕደራ ከተማ ሸራሮ  እናመፃእም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንድቅ ጨረታ አድላይ ዘበለ ደኩሜንት ማለት ሰነድ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈትዉ