https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15257
ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገና ገራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/ ፅገና ማሽነሪ/

1 ናይ ግበሪ ዝከፈለሉ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ልምዓትን ናይ መቅረባይነትን ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ እስት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ መከበሪ ብቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ ጨረታ ቅድመሚ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ክፍሊ ቁፅሮ 268 ናብ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 9/1/2017 ዓም ክሳብ 24/1/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ግን ንኩሉ ከይዲ ጨረታ 24/1/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

9 ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብቲ ዝተነፀረ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ክርከብ አለዎ

10 እቲ ኮሜሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344419078