https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1524
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ አብቲ ወረዳን ዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን አቁሑት: ኤሌክትሮኒክስን :ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ታሕታይ ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2008 ዓ/ም ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓም ተወሳኬ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎ

4 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

5 መዓደጊ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ኮይኑ ንፅሕፈት ንቀለልቲ ኣቀሑትን Â 50 ቅርሺ ን ኤሌክትሮኒክስ 30 ቅርሺÂ ንኣቁሑት ፅሬት 20 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስን Â ከይድ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳርን ብረትን ኪዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ ክፍሊ 10 ሰነድ ጨረታ ካብ 4 ሚያዝያ 2008 ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሐታይ ማይጨዉ ሚያዝያ 19 /2008 ዓም ልክዕ ሰዓተ 4:30 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መከበሪ ጨረታ ዝምለስ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንቀለልቲ ሃለቅትን ኣቁሑትን 5000 ቅርሺን ኤሌክትሮኒክስ 3000 ቅርሺን ኣቁሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደን ሐፈሻዊ ዋጋን መሊእኩም ክሳበ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ናብቲ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእ

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ

10 ተጫረቲ ካብ ዝሰዓርዎ ሐፈሻዊ ዋጋ 10% መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ካብ ዝተነገሮም Â ማዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታተልቲ መዓልቲታት ዉዕሊብ ምእሳር ብዝተአዘÂ ዝርዝር መሰረት በዝሕ ንፅሬትን ከረክቡ ይግባእ

11 ቤት ፅሕፈትና ካብ ዝቀረቡ ዝርዝር ዓይነታት ንብረት ክሳብ 20% ክዉስክን ወይከ ዓክቅንስን ይክእል ብተወሳኪ ክሳብ 20% ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ክውስክ ይክእል እዩ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0346680319 Â 0346680276 Â 0346680336 ደዊልካ Â ምሕታት ይከኣል