https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15215
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ቻርጀር (Sumsuvg original fast With plug) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 8, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቁፅሪ 6180/226/2016

ዕለት 03/01/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ቻርጀር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ITEMDESCRIPTIONSpecificationUNITQTYነ/ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
01Sumsuvg original fast With plugWhite connecterቁፅሪ70

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03-07/01/2017 ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 08/01/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 2፡30 ይኸፈት ።

6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 07/01/2016ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ ::

7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 4/ኣርባዕተ/መዓልቲ ይኸዉን::

8. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት