https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15185
ማሕበርና ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ጀሚሩ/2009 ዓ.ም/ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን ሓፂንን መቐለ ቑፅሪ 2

ዕለት 21/12/2016 ዓ.ም

ጨረታ

ማሕበርና ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ጀሚሩ/2009 ዓ.ም/ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ቐፂሉ ዝቐርብ ረቑሓ እተማልኦ ሰብሞያ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ክማልኡ ዝግበኦም ቕድመ ኩነት

• ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

• ኣፍቲ ሞያ እኹል ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ

መመዘኒ ጨረታ ዘካትቶም ነጥብታት ቴክኒካልን(60%) ፋይናንሻልን(40%) ኮይኑ ቴክኒካል

➢ ሓፂርን ግልፅን ናይ ስራሕ ፕሮፖዛል ካብ 3 ገፅ ዘይበዝሕ/

➢ ስራሕ ልምዲ

➢ ቕድሚ ሕዚ ዝሰርሖም ብመረዳእታ ዝተደገፈ

• ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 05/01/2017 ቅድሚ ቐትሪ 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት::

• ጨረታ መኸፈቲ ዕለት በዓል እንተኾይኑ ቐፂሉ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይፈት

በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተሓበረ ዕለትን ሰዓትን ክርከብ