https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1517
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈታት እቲ ወረዳ ዝዉዕል ከም መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ከምኣድላይነቲ ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ክምኡ እዉን መፍለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ቅዳሕን ዋናን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ናይ ምክፋል ግቦኦም ዘረጋገፅሉ መረዳእታ ዝሓዙ ክኮኑ ይግባእ

3 ተጫረቲ ተወሳኬ እሴታ ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 እቲ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ንምዉሳድ 100 ቅርሺ ንመሳርሒ ህንፃ 100 ቅርሺ ንኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ 100 ቅረሺ ንለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

5 ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ዘብቅዕሉ መዓልቲ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:15 ይክዉን

6 ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ዘብቅዕሉ መዓልቲ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:15 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክዉን

7 ንኣቁሑት ህንፃ መሳርሒ ጨረታ ዘብቅዕሉ መዓልቲ 20 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:15 ይክዉን

8 ንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል መቅረብቲ ጨረታ ዘብቅዕሉ መዓልቲ 20 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:15 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክዉን

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347712321 ወይድማ 0347712160 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

Â