https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15160
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ምልክታ 2ይ ግዜ

ፕሮፎርማ ፅገና ናውቲ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም

➢ ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

➢ መፍለዪ ቐፅሪ ከፈሊ ግብሪ (in Nurber) ዘለዎን ብመቅረባይነት ዝተመዝበ ምካኑ መረዳእታ ዘለዎ

➢ ሰዓራይ ቅድሚ ምስዓሩ መክበሪ ውዕሊ ውሕስና ካብ ዘቅርቦ ጠቅላላ ዎጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ(10%) ብጥረ ገንዘብ ወይካዓ cp0 ከትሕዝ ዝክእል

➢ ሳዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መፅዩ ክሰርሕ (ክፅግን) ፍቃደኛ ዝኮነ (ት)

➢ ዝፅገን ንብረት ካብቲ ዝቐረበ 20% ክውስክ ወይ ክቅንስ ይክእል ዝፅገን ንብረት ኣብ ውሽጢ 20መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

➢ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/12/2016ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 28/12/2016 ዓ/ም ሳዓት 4:00 ተዓፅዩ  28/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:15 ይክፈት

➢ ዝፅገን ንብረት ቤት ትምህርቲ ዝደልዮ መፂካ ብምርኣይ ኮይኑ በቲ ዝወፀ መርኣያ መሰረት ክፍፅም ዝክእል

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

➢ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኢዩ

➢ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914765469/0714765469/0945797986

ሪጋ/ቑሽም ዝፅገን ንብረትመለከዒበዝሒዘድሊ ፅገናናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳነ
1ወንበር ተምሃራይቑፅሪ300ጠውላ ምግጣም
2ጠረጰዛቑፅሪ100ላዕለዋይ ጠውላ ምግጣም
3ፋይል ካብኔትቑፅሪ03ምፅጋን
4ዴስክቑፅሪ80ቀለም/ስፖናቶ