https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15127
ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8ተ(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ነሓሰ 26, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቁፅሪ ERDA/km/0093/24

ዕለት 13/12/2016 ዓ/ም

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8ተ(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።

ተጫረቲ ዘማልእዎም ረቛሒታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘስዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ዘሐደሰ

2. ናይቲ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ CPO ክትሕዝ ዝኽእል

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ብር እናኸፈሱ ካብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ክፍሲ ይወስዱ

4. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕስት 14/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 25/12/2016 ዓ/ም ይፀንሕ

5. ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕሸገሱ /ዝዕፀወሱ ዕስት 26/12/2016 ዓ/ም ልክዕ ናይ ቅድሚ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕስት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሱም ኣብ ዝተረኸብሱ ኣብ ትካልና ኤልሻዳይ ሪሲፍ ኤንድ ዲቬሎፕመንት ኣሶሴሽን መምርሒ ክፍሊ ፋይናንስ ይኽፈት።

6. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕልው እዩ።

መዘኻኸሪ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ቃላሚኖ ዝርከብ ቢሮና ብኣካል እናመፃእኹም ወይ ብስልክታት ቁፅሪ

• +251914402796

• +251939225920

• +251914750798 እናደወልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ነፍልጥ።

"ንመፃኢ ወለዶ ልምዓት እምበር ልመና ኣይነውርስን!"