https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15086
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት (ላቫጆ) ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ግልፂጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት (ላቫጆ) ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. በዘርፍ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ እትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት

ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

6. ክማልኡ ዝግበኦም ቅድመኹነት ፅሬቱ ዝሓለወ ማይ ዘለዎ፡እኹል ናይ ማይ ፕረዥር (ሓይሊ) ዘለዎ፡ናይ ላቫጆ ቦታ ልዕሊ 31 መካይን ጠጠው ከብል ዝኽእል፣FSR ሪግ ማሽን ከሕፅብ ዝኽእል፣ብቑዕ ብዓልሞያ ዘለዎም::

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 20/12/2016 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ስዓት 8፡30 ተዓሽጉ ድሕሪ ቀትሪ ስዓት 9፡00 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡