https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14924
1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኽረ ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይ እዚ ዘመን እዚ ግብሪ ዝኸፈልኩም ነዚ ሲዒቡ ዘሎ ሰደቓ ፅንዓት ዕዳጋ ክትመልኡልና ንሓትት።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 03:05 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፕሮፎርማ

1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኽረ ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይ እዚ ዘመን እዚ ግብሪ ዝኸፈልኩም ነዚ ሲዒቡ ዘሎ ሰደቓ ፅንዓት ዕዳጋ ክትመልኡልና ንሓትት።

ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ እዋን 28/0/2016 ዓ.ም ንጉሆ ስዓት 3፡00 ይኸውን

ኣድራሻ 091408709

ጥቓ ገዛና ሪል ስቴት

ሪጋዓይነት ኣቅሓዓይነትመዕቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1እስክርቢቶ ሰመያዊLink offix orginalብባኮ
2እስክርቢቶ ቀይሕLink offix orginalብባኮ
3ፕሪንተር ቀለም 05AGarden (np) orginalብቁፅሪ
4ልሙፅ ወረቀትCopy- Aብደስጣ
5ናይ ማህተም ቀለምOrginalብቁፅሪ
6መግለፂ ውፅኢት ተምሃሮሰርትፊኬትብቁፅሪ

መተሓሳሰቢ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኦርጅናል ፅሕፈት መሳርሒታት ወፃኢ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን