https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14893
ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ናይ ኮምሽና ንብረታት ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ምግጣምን ፅገናን/ ካልኦት ፅገና/

ፕ ጨረታ

ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ናይ ኮምሽና ንብረታት ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ግልጋሎት ክትሰርሑ ትኽእሉ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቑሓ፡-

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ዘለኩም ከምኡዉን በቲ ሓዱሽ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕርቡ ትኸእሉ፣

2. ተጫረቲ ኮምሽና ብዘቐመጦ ዝርዝር መግለፂ /Specification/ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብሽምዒ ዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 20/10/2016 ዓ.ም ክሳብ 24/10/2016 ዓ.ም ስዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ኮምሽን ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቑፅሪ 009 ይኸፈት፡፡

3.እቲ ፕ/ጨረታ ዕለት 24/10/2016 ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 4፡30 ኣብ ኮምሽን ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቑፅሪ 009 ይኸፈት

4. ሰዓራይ ትካል ሰዓራይ ምኳኑ ካብ ዝፈለጠሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ናብ ኮሚሽና መፂኡ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፡፡

5. ሰዓራይ ትካል ብእዋኑ ከተኣናግድ እንተዘይኺኢሉ ኣብ ስራሕቲ ኮምሽና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

6. ኮምሽና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

NB ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቑ 034-4-40-24-31 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡