https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1488
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ንናይ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣግራብ ዘርእን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
  1. ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 3 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 6 ሚያዝያ 2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ምዕዳግ ትክእሉ
  2. ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ከማልእዎም ዘለዎም ረቀሕታት
  3. ሕጋዉ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ምስክር ወረቀት መቅረባይነትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. መከበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ 1000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
  5. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዘፍለጥሉምሉ መረዳእታ እዉን ክተቅርቡ ይግባእ
  6. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
  7. ተጫራታይ ምስሰዓረ እንተዘይተስማዕሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ አይምለስን
  8. ጨረታ 6 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀተሪ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል