https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14858
ማሕበርና ለምለም ኲሓ ታከሲ ማሕበር በብዓመቱ ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት የግብር እዩ፣፣
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 22, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ምልክታ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ

ዋኒኑ:- ብዛዕባ ናይ ማሕበርና ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት ምግባር ይምልከት::

ማሕበርና ለምለም ኲሓ ታከሲ ማሕበር በብዓመቱ ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት የግብር እዩ፣፣ ሎሚ እውን ናይ 2016 ዓ/ም ዓመታዊ ኦዲት ክግበረሉ ስለዝደሊ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግድ ፈቃድን ብምሓዝ ካብ ዕለት 17/0/2016 ዓ/ም ክሳብ 21/0/2016 ዓ/ም ዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ንከትጫረቱ ነተሓሳሰብ ፡፡

ኣድራሻ : ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ ብሎክ ቁፅሪ ሀ- 206