https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14853
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ጫማ ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 በዚ መሰረት ክትቀርቡ እትድለዩ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 15/ሰነ/2016 ዓም ክሳብ 24/ሰነ /2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ክፍሊ ዕድጋ እቲ ትካል ዘይምለስ 300 ቅርሺ  እናከፊልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ