https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14822
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይ ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዘገልገለ አረጊት ንብረት ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነገዶ ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ቢሮ 2 ቀዳማይ ደብሪ ካብ 11 ሰነ ክሳብ 25 / ሰነ/2016 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

2 እቲ ዝጫረት አረጊት ንብረት ምርኣይ ንዝደሊ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ዓት ካብ ንጉሆ 2:30 ክሳብ ሰዓት 6:00 ኣብ ዘሎ ክሪኢ ይክእል እዩ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ግን ዘይተኣናግድ ምካኑ ድማ ክንሕብር ንፈቱ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/ሰነ /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335