https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14811
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒቴር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብኮምፒተርን ኮምፒቴር ተዛማድን ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፕሮፎርማ ምልክታ

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒቴር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብኮምፒተርን ኮምፒቴር ተዛማድን ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተቁዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋድምር ዋጋ
1Laptop Compiter Cori7ሰፔሰፊኬሽን ናብ ቢሮና መፂካ ምርኣይን ምውሳድን ይካኣልLitter02
2Toshiba Laptop ChargerAC Adaptor Laptop Charger Power Supply for Toshiba Satellite P55-Aቑፅሪ01
ጠቕላላ ድምር

መምርሒ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

2. ናይ 2016 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱን ቲን ነምበር ዘለዎም

3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 11/10/16 ዓ/ም

4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

5. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ

9. ፕሮፎርማ ዘሸነፉ መቅረብቲ ንዝሰዓርዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ትራንፖርትን መፅዓንን  መራገድፍን ሸፊኖም ናብ ቤት ዕዮና የቕርቡ።

10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::

ሓቤሬታ- ስፔስፊኬሽን ኣብ ቢሮና ቦርድ ስለዝተለጠፈ መፂካ ምርኣይን ምውሳድን ይካኣል