https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14803
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ቴሌቪዝን ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቁፅሪ /ት/ፋ/ከ/ስ/ዕ/ንብ/ምም/ር /ፕ7

ዕለት 11/10/2016ዓ/ም

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታቁፅሪ-002

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ቴሌቪዝን ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቁሓ ተማልኡ ከትወዳደሩ ንዕድም ናይ ተጫረቲ መምርሒ ፦ /ተጫረቲ /ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦

1. ዝተኣሸገ ፖስታ ፤ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፊርማን ማህተምን ክገብረሉ ይግባእ፤

2. ተወዳደርቲ ንምውድዳር ዘድልዮም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ኮፒ ክተሓሕዝ ይግባእ፤

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት ካብ 11/10/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/10/2016ሰዓት 3፡30 ተሓፂዩ ኣብቲ ዕለት 14/10/2016 ስዓት 4፣00 ንጎሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 28 2ይ ደብሪ ይኽፈት።

4. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

5. ተወዳደርቲ ወይ ኻዓ ወኪላቶም ብዘይምርካቦም ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ፕሮፎርማ ኣይህልውን፤

6. ኣብ መንጎ መቅረባይን ቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

7. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7መዓልቲ ይኸው

8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344416284