https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14772
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሹ መብርሃቲ ፅርጊያን ተዛመድትን ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብስፈስኬሽን ዝርዝር መጠንን ዓይነትን ማተሪያል መሰረት ሓምሳ ሶድዩም ጀስን 100 ሊኤዲ ሶላርን አጫሪቱ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ዝተሐደሰ ምስክር መቅረባይነትን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ብ 300 ቅርሺ ክትገዝኡ እትደልዩ

3 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ 5/10/2016 ዓም ክሳብ 14/10/2014 ዓም ንተከታተልቲ 10 መዓልቲ ይከዉን

4 ሰነድ ጨረታ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ኣብ ዘሎ 10 ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 14/10/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 15000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም ወይድማ ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

6 ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ተጫራታይ ሕጋዊ ማሀተም ክዓርፎ አለዎ

7 ቤት መዘጋጃና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914721515 / 0945106017