https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14749
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ 2016 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ዋና ምስ ቅዳሕ ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም 

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎ

5 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ ዘትሕዝ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል

7 ጨረታ 11/10/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0923414142 0955021098