https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14707
ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ቫት ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኩነታት ተሽከርከርቲ ድሕንነት ዝሐዐዋ ኮይነን እንተነኣሰ ስራሕቲ 2011 ኣቆፃፅራ አዉሮፓ ዝኮና ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ናይ ምምጣጥ ዓቅሙ 15 ሜትሪ ኩብ ካብኡ ንላዕሊን ከምዘለዎን መረጋገፂ ሌብሪ ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ብናይ ረሳሕ ፈሳሲ ምምጣጥ ስራሕ ካብ ዝተፈለጡ ትካል እንተነኣሰ ናይ 5 ዓመተ ስራሕ ልምዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ሐደ ሜትሪ ኩብ ግልፂ ዋጋ ከቅረቡ ዝክእሉን ኣብ ዝተፀዉዕዎ ዕለትን ሰዓትን ኣክቢሮም ብቅልጡፍ ከልዕሉ ዝክእሉ

  6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

 7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 18/06/2024 ኣቆፃፃሪ ኣዉሮፓዊያንኣብ ፋብሪካ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ 18/06/2024 ዕለት ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

10 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

11 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348400362 /  0344405806