https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14705
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብብረት ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:200,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብብረት ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ንዕል ብረት ዓራት ዓቐን 200×9 ናይ ታሕቲ ጥራሕቁፅሪ/ንዕል/1106ችፑድ ዘይቡሉ 
2ተደራራቢ ብረት ዓራት ዓቐን 200×90 ናይ ላዕሊን ታሕትን ምስ መሳልሉዕምዲ53ምስ ችፑድ

1. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 30/09/2016ዓ.ም ክሳብ 07/10/2016

2. እቲ ንብረት ሐዚ ብዘለዎ ትሕዝቶ ከምዘለዎ ክወስድ

3. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ና ፈልኩም ካብ ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ ፋይናንስ ክፍል ቢሮ ቁፅሪ 2 ዝተወስዱ ትኽእሉ/ላ ምዃንኹም ንገልፅ

4. ናይቲ ንብረት ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ዝኽእል::

5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/10/2016 ዓ.ም ሰዓት3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:30 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ጨረታ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::

6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 200,000(ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ብር) ከትሕዝ እቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን::

8. ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

9. ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከልዕሉ ይግባእ::

10. ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ኣብ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 30/09/2016 ዓ.ም ክሳብ 07/10/2016 ዓ.ም::

ንተወሳኪ ሓበሬታ(0914727888)::