https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14696
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤስከትሮኒከስ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 4, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቑፅሪ ዕከንም 462/2-3/1/01 

ዕለት- 29/09/2016 ዓ/ም

ምስክታ ፕሮፎርማ

ቑ ፕሮ- 73

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤስከትሮኒከስ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ከትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲቩ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኹም ብፖስታ ላሽኩም ካብ ዕስት ካብ ዕስት 29/09/16 ዓ.ምከሳብ 03/10/2016ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክስ 3-18 ምቅራብ ደገባሽ፡፡

ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 04/10/2016ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነበረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓስቲ ብናይ ባዕስ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ አስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርክቡትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባሽ ሳዓራዴ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስአሳሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

ንዝደስ ሓበሬታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካሽስ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓስትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. አቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳዴ/ዕ/ሩዴ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰስ

ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘጡፅኦ በዝሒ ምቅናስ 'ምውሳኽ ከምኡ ውን

ብሙሱአ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስበ አዩ፡፡