https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14684
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ማለተ እዉን ላፕቶፕ ዲስክቶፕን ምስ ሙሉእ ቀረባቶም ወይድማ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ከምእዉን ዘይተጠቀመሉ ናይ ዝተፈላለየ ዓይነታት መካይን ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለተ እዉን እስፔር ፓርትስ ከምእዉን ናዉቲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ኮንስትራክሽን ማተሪያል ማለት እዉን ፀፀር 00 : 01: 02:03 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ካልኦትኣድለይቲ መረዳእታት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንብሰወከፈ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ ኮሚሽን 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተወሰነ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብፖስታ ሳንዱቅ ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ

5 ሰዓራይ ጨረታ ምስ ሰዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲታት ናብ ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ እንተይዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 እቲ ጨረታ 28/9/2016 ዓም ክሳብ 13/10/2016 ዓ ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 እቲ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

9 እቲ እንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344416727 /  0914734474 0914780659