ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማታት : ናይ መኪና መጋየፅታትን :ናይ ገዛ ኣቁሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲÂ ፍቓዶም ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ዝተሐደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
- መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
- ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ የካቲት 2008 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታÂ ዘይመለስ ብር 20.00 ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይኽእሉ::
- ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
- Â ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻንÂ Â Â ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
- Â ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/Â ለት 28/07/ 2008 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/ 08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 : ዝኽፈተሉ ዕለት 13/08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይከዉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ተጫራታይ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ አለዎ
- ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ::