https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14639
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሌስክትሮኒክ ኣቅሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቑፅሪ ዕክንም 438/2-3/1/01

ዕስት- 21/09/2016 ዓ/ም

ምስክታ ፕሮፎርማ

ቑ ፕሮ- 71

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሌስክትሮኒክ ኣቅሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት ካብ ዕስት 21/09/16 ዓ.ምከሳብ 23/09/2016ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 26/09/2016ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራዴ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ለስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡትኽአሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽላሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

ንዝደስ ሓበሬታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካለስ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምስ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢር ቁፅሪ 3-18 መፅኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳዴ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰስ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ 'ምውሳኽ ከምኡ ውን

· ብሙስአ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስበ አዩ::