https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14628
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኬሚካልን ናይ ላብራቶሪ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቑፅሪ ቃላ/ 01 /03 /271/16/

ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም

ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኬሚካልን ናይ ላብራቶሪ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ወይ IOI ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሎ መረዳእታ ናይ መጋቢት ወርሒ 2016 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ

➢ ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

➢ ነቲ ፕሮፎርማ ሲዒርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕርብ ዝክእል።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሕብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ፕሮፎርማ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኸን ይክእል እዩ።

➢ ቤት ት/ቲና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም ክሳብ 26/09/2016ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ታዓዕዩ

ሰዓት 4:30 ኣብ ቃላሚኖ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ይክፈት::

NB:- ንዝበለፀ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0979102743 /0914035641/ ደዊሎም ምሕታት ይክእል እዮ።