https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14532
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትምምሕዳር መጋዓዝያከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቑፅሪ (Ret.No) ዕ/ን/ከ/መ-ሓጉ- 

ዕለት (Date) 13 / 09 /2016 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትምምሕዳር መጋዓዝያከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ሪጋዝርዝር ዓይነት ንብረትድሌት መግለፂመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋሞዴል
1ካርዲ መ/ፍቃድብቁፅሪ5000
2ፋርጎ ቀለም045200 COLOR RIBBON YMCKO 500 IMAGESብቁፅሪ3
3d-linkበዓል 16ፖርትብቁፅሪ3
4CABLE CAT6Eብጥቕላል01305 ሜትሮ

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1/ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኸእል ፡፡

2/ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/09/2016 ዓ/ምዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 03፡30 ይኸፈት ፡፡

3/ ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።

4/ ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ትርጉም ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

5/ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ።

7/ ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡

8/ ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡