https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14511
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 18, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቑፅሪ ዕክንም 423 /2-3/1/01

ዕለት 9 /9/ 2016 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ፣ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ወይ ኣብ ፌደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋን ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ፣ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሓለፈ 3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ ዘሎ ሓደ ወርሒ VAT ድክላሬሽ ዘቕርብ ፣ ቲን ናምበርን ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 9/9/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18 /9/16 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ 100 ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

ንፍሉይ ሓበሬታ ስ-ቑ-0344406451