https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14510
ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት : ቲን ቁፅሪ :   ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት : ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ ለካቲት 2016 ዓም ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ብር ስፒአ ሒዞም ከቅርብ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/9/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

5  ዝሰዓራ ተወዳደሪ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርደር ምስ ወሰደ ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፌርማን : ክቢ ማህተምን ክዓርፈሉ አለዎ

7 ኣብ ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

9 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣድራሻና ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ይርከብ

11 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መክፍተን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈትይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬ  0914720632 / 0914032454ደዊልካ ምሕታት ይከኣል