https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1451
መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ንመስራቤት ንዝህነፅ ዘሎ መሳርሒ ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ካብ ካፒታል በጀትን መደበኛ በጀት ንዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  1. በቢ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቐረባነት ደፍተርን ቲንን ዝተሐደሰ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናልን ነንበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብÂ
  2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ 2008 ዓ/ም ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
  3. ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፅለት 23/ 7/2008 ዓምÂ ክሳብ 7/8/2008 ዓ/ም ሰዓትÂ 3:00 ቅ/ቀትሪ Â ዘይምለለስ ዘይምለስÂ ብር 30 ቅርሺ እናኸፈሉ ካብ መቤትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱÂ ይኽእሉÂ
  4. እቲÂ ጨረታ ዕለት 06/8/2008 ዓ/ም 3:30 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅ/ቀትሪ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊÂ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን አብ ዘይተረከብሉ ይክፈት::
  5. ተወዳደርቲÂ ጨረታ ቅድሚÂ ምክፋቱ መክብሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሕን ሐሸዋ ጥራሕ 3,000.00 /ስለስተ ሽሕ ብር / ብጥረ ገንዝብÂ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፕኦ ከትሕዙÂ አለዎም::
  6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝይብሉ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ማህተምን ፌርማን ተገይሩ ብፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነንበይኑ ብ2 ፖስታ ተዓሺጉ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ንዝተዳለወ ሳፁን ናብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡÂ እቲ ጨረታ ብምሉእÂ ይኹንÂ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  8. ንዝበለፀ ተወሳኪÂ ሓበሬታÂ ብአካል ወይÂ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344411454/0914120805 Â ምሕታት ይካአል::