https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14509
ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤተ ፅሕፈት አገልጋሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትልን ካልኣት ደቀቅተን ኣናእሽተይ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 18, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 18, 2016 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ዘፈረኩም ንግዲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወይ ኣብ  ፊደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋ ንብረትን ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበን

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርብ ፡ መለለይቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታካበ ዝወፀሉ ዕለት 9/9/2016 ዓም ክሳብ 18/9/2016 ዓም ሰዓተ 11፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘለዎ ስራሕ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ ከፍሊ 3-19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344406451