https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14473
ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ሎት-1 ጥረ ስርናይ ዘይቲ ብልዒ፡ሸኮር ዓተር ሎት-2 ሃለኽትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሂ ሎት-3 ናይ ፅርየት ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ምልክታ ጨረታ

ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ/ግ/ጨ/ቁ 015/2016

ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ

ሎት-1 ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ ዘይቲ ብልዒ፡ሸኮር ዓተር (በቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት)

ሎት-2 ሃለኽትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሂ

ሎት-3 ናይ ፅርየት ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ስለዝኾነ ልዕል ኢሎ ዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም።

በምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር 200.00 (ብር ክልተ ጥራሕ)

ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን አዘ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 05/09/2016-21/09/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገለፅ፡፡

እዚ ጨረታ ግንቦት 21/2016 ረፋድ ሰዓት 4፡00  ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝ ይኽፈት።

ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ ዝተሓለወ እዩ፡፡

መተሓሳሰቢ፡ ሓደ ተጫራታይ በዓል ዋና ወይ ተወካሊ ምዃኑ ዘርአይ መረዳእታ ብምሓዝ ንሓደ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ይዕድግ፡፡

‹‹ምስ ሰላምታ››

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ስወጥታን